20 Comments

  1. EE Entertainment

    ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ ፡ ትሕጎሰሉ ኣምላክ ይሃብካ። ሓሳብ ልብካ የስምረልካ። ቀጺለ በጃካ,, ሳብስክራይብ ሓግዙኒ።

  2. ምስላታት ትግርኛ Tigrinya Proverbs

    ሰላም ክቡራት ኣሕዋት ሓዳሽ ሳትላይት ከፊተ ኣለኩ ።ምስላታት ጥቅስታት….. ወዘተ ኣለኩም ኣብዚ፡ ሳትላይትና ኽትዓቢ ድማ ትሕዝቶ ናይዚ  ር ኢ ኩ ም  Subscribe,  ክትገብሩ ንዕድመኩም።

  3. Micheale Kahsay

    ጌጋ ከይፍጠር ራፋኤል ን 3ን እዩ ኣሲስት ጌሩወን ኣብ ኤስ ሚላን 🙏

  4. Tesfe Wedi mhxun

    Baravo natu

  5. Michael Abraha

    እንቋዕ ሓጎሰካ ተንታኒ ክክክክክክ ሉሰርፑልካ ዋንጫ ወሲዳ ሃሃሃሃሃ

  6. Michael Abraha

    ሲቲ ፍሽኽ ኣቢሎም ዓሰርተ ሰይጣዉንቲ ክሳብ ዝረኣዮም ኣላህዮሞም ንloserful ሃሃሃሃሃ ሃላ ማድሪድ ድግመዎም ስከ ከም ናይ ሲቲ

  7. omer abdella

    Finan Chanel aquarixa begaka kinidegifeka

  8. robi ዘይሕለል ተቃላሲ

    ኣነ ትማሊ ንማንቸስተር ሲቲይ እየ ዝድግፍ ኔረ ትፈልጡ ድኩም ልኪዕ ከምዚ ባርሳ ወይ ቸልሲ ዝጻወታ ዘለዋ በቃ ስሚዒተይ ምቁጽጻር ክሳብ ዝስእን እየ ኮይነ ኣብ መወዳእታ ኪኣ ትዓዉቶ ጋሪዶላ ኪኣ ኣምነሉ ብዝገበሮ ለዉጢ እዩ ዓወት ኣምጽኡ

  9. Meron Neguse

    የስስስስ ኮንግራ ሲቲ

  10. Habtom Weldegebriel

    Welcome brother

  11. özil Ya Gunners Ya

    ንዓ እባ ባሓድኡ ምጻእ ቻነል ኣይትቀይር ዓርከይ ኣብ ፍናን እንታይ ኣለካ ትመጽእ ኣብትኣ ሓንቲ ቻነል ምጻእ እዋእ

  12. Filmon Filmon

    ብስም ናቱ እስከ Like ርገጽ 😉

  13. Ghrmay gerie

    Man united dea ab kulu bado kkkk way shashu ዕደ

  14. Mahzelna tv

    መአረምታ ካልኣይ ግዜ ስለዝሰማዕኩኻ እየ ክርፓዝ ዘይኮነ ካራፓዝ እዩ ዝብሃል ስሙ

  15. Samsom Shmendi

    City 👍👍👍👍

  16. Kbrom Keva

    Ata City' mebele 8 geze eya tewsdi zela zeyele zena aytemxi 👎

  17. Efrem Kesete

    KDB is the best football player in premier league

Comments are closed